
ተወሰኽቲ ነጥብታት ካብ መግለፂ ኣይተ ጌታቸዉ ረዳ
ዝተበፅሐ ስምምዕ ሰላም ዘላቕን ቀፃልን ሰላም ንኽኸዉን ኣብ ዝሓፀረ ግዘ ኩሉ ዘሳተፈ፣ግልፅን ተኣማንነትን ብዘለዎ ኣገባብ ፤ግዝያዊ መንግስቲ ክጣየሽ
ሰራዊት ኤርትራን ዑጡቓት ኣምሓራን መሊኦም ካብ መሬት ትግራይ ዝወፅሉ ኣገባብ ዝነበረ ምምሕዳር ናብ ቦትኡ ተመሊሱ ስርሑ እናሰረሐ ዝፀንሐሉ ኩነታት
ካብ ዞባታት ምዕራብን ደቡብን ዝተመዛበሉ ተጋሩ ድሕንነቶም ተሓልዩ ናብ መረቦቶም ዝምለስሉ ኣገባብ እቲ ስምምዕ ድሌት ህዝብና ብሙሉእነት ብዘማልእ ኣገባብ ክዛዘም
ናብ ትግራይ ኣብ ዝኣቱ ሸቀጥ ዝግበር ገልታዕታዕ ንምፍታሕ መንግስቲ ፌደራል ኢዱ ኣእትዮ ዝፈትሐሉ ጉዳይ ኣብ ኢሮፕ ሰራዊት ኤርትራ ህዝቢ ከም ህዝቢ ከጥፍእ ኣብ ዝሰርሕሉ እዋን መከላክያ ህዝቢ ዝሕልወሉ መንገዲ ክፍጠር ከምዘለዎ ዝብሉ ካብቶም ኣይተ ጌታቸዉ ረዳ ዝተለዓሉ ነጥብታት እዮም።
You must log in to post a comment.