ሰበር ዜና::
TDF ጀግናው የትግራይ መከላከያ ሰራዊት 10 ሺህ የጠላት ወታደር ተገድለዋል! ተደምስሰዋል❗️❗️
9 -ታንክታት
19 -መዳፍዕ 122 ሚሊ ሜትር
10 -ድሩዓት በኣምፖ
3 -ሮኬት 107 መወንጨፊ
68- ሞርታር 82 ሚሊሜትር
2 -ዙ 23
64- ኦራላት
24- ማእኸለዎት መኻይን
44 -ኣናእሽቱ ወታሃደራዊ ተሽከርከርቲ
2 -ኮርነት ፀረ ታንኪ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሰራዊት ትግራይ ዉዒለን ኣለዋ ክብል ወሃቢ ቃል ሰራዊት ትግራይ ዕላዊ ገይሩ፡፡
ሃለዋትናን ድሕንነትናን ብቕልፅምና!
ትግራይ ስዒራ መሊኣ እዉን ክትስዕር እያ!!❗️
💛💛ትግራይ ትስዕር❤❤
💛💛ትግራይ ትዕወት❤❤
💛❤ትግራይ ትስዕር💛❤