ኣብ መንጐ መንግስታት ትግራይን ኢትዮጵያን ዝተበፅሐ ስምምዕ ሰላም ኣብዚ ሕዚ እዋን ናብ ትግበራ ይልወጥ ከምዘሎን ሙሉእ ብሙሉእ ተግባራዊ ክኸውን ድማ ካባና ዝድለ ኩሉ ክንፍፅም ኢና ክብሉ ነበር ፕረዝደንት ኬንያን ኣባል መላዘቢ ጉጅለ ሕብረት ኣፍሪካን ኡሁሩ ኬንያታ ገሊፆም።
ኡሁሩ ኬንያታ ነዚ ዝገለፁ እቲ ስምምዕ ሰላም ናብ ተግባራውነት ይሽረፉ ምህላዎም ዝከታተል ጉጅለ ተጣይሹ ናብ ስራሕ ንምእታው ኣብዚ ኣብ ከተማ መቐለ ተረኺቦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ እዩ።
ብመሰረት ኣብ ኬንያ ኣብ ሞንጎ ኣዘዝቲ ሰራዊት ትግራይን ኢትዮጲያን ዝተበፅሐ ስምምዕ እቲ ስምምዕ ሰላም ናብ ተግባራውነት ይሽረፉ ምህላዎም ዝከታተል ጉጅለ ተጣይሹ ዘሎ ኮሚቴ ፈላማይ ስርሑ ኣብ ኣጉላዕ ተረኪቡ ኣብ ሕእድ ማእኸል ዝርክብ ከበድቲ ብረት ሰራዊት ትግራይ ዳህሳስ ኣካይዱ ኣሎ