- ካባኻ ንላዕሊ። ንህዝቢ ትግራይ ደው ኢሉ ድምፂ ህዝቢ ትግራይ ዝኾነ ሰብ የለን። ካባኻ ንላዕሊ ንህዝቢ ትግራይ ዝሓለወ ሰብ የለን፣ ካባኻ ንላዕሊ ንህዝቢ ትግራይ ዝተቓለሰን ግንባር ዝሃበን የለን፣ ንህዝቢ ትግራይ ልዑል ዋጋ ከፊልካሉ፣ ደው ክብል ዝኽእል የለን ሎሚ ድማ ይነቕፉኻ፣ ሞራል የብሎምን፣ ካባኻ ንላዕሊ ንህዝቢ ትግራይ ዝግደስ የለን።እንተኾነ እቲ ኣማላድነት ደው ክብል ኣይክእልን፣ #ንዘልኣለም ክብርን ምስጋናን ይኹነልካ፤ Dimtsi Weyane Woyanay Tigray Media #TigrayCantWait #Tigray #woyanaytigraymedia Tigray Media #tigraywillprevail #TigrayGenocide #tigrayartistsappreciation #Tigrayanካባኻ ንላዕሊ። ንህዝቢ ትግራይ ደው ኢሉ ድምፂ ህዝቢ ትግራይ ዝኾነ ሰብ የለን። ካባኻ ንላዕሊ ንህዝቢ ትግራይ ዝሓለወ ሰብ የለን፣ ካባኻ ንላዕሊ ንህዝቢ ትግራይ ዝተቓለሰን ግንባር ዝሃበን የለን፣ ንህዝቢ ትግራይ ልዑል ዋጋ ከፊልካሉ፣ ደው ክብል ዝኽእል የለን ሎሚ ድማ ይነቕፉኻ፣ ሞራል የብሎምን፣ ካባኻ ንላዕሊ ንህዝቢ ትግራይ ዝግደስ የለን።እንተኾነ እቲ ኣማላድነት ደው ክብል ኣይክእልን፣ #ንዘልኣለም ክብርን ምስጋናንContinue reading “ካባኻ ንላዕሊ። ንህዝቢ ትግራይ ደው ኢሉ ድምፂ ህዝቢ ትግራይ ዝኾነ ሰብ የለን። ካባኻ ንላዕሊ ንህዝቢ ትግራይ ዝሓለወ ሰብ የለን፣ ካባኻ ንላዕሊ ንህዝቢ ትግራይ ዝተቓለሰን ግንባር ዝሃበን የለን፣ ንህዝቢ ትግራይ ልዑል ዋጋ ከፊልካሉ፣ ደው ክብል ዝኽእል የለን ሎሚ ድማ ይነቕፉኻ፣ ሞራል የብሎምን፣ ካባኻ ንላዕሊ ንህዝቢ ትግራይ ዝግደስ የለን።እንተኾነ እቲ ኣማላድነት ደው ክብል ኣይክእልን፣ #ንዘልኣለም ክብርን ምስጋናን ይኹነልካ፤ Dimtsi Weyane Woyanay Tigray Media #TigrayCantWait #Tigray #woyanaytigraymedia Tigray Media #tigraywillprevail #TigrayGenocide #tigrayartistsappreciation #Tigrayan”
- Live Stream
- ለካቲት – ካብ ደባይ ክሳብ ኣደባባይለካቲት – ካብ ደባይ ክሳብ ኣደባባይ ኣብታ በረኻ፣ ኣብ ሕምብርቲ ዴማ፣ውሑዳት ግን ብዙሕ ተልእኾ ዝተሓንገጡ ደቂ ህዝቢ፣ ንመጀመርታ ግዘ በዓል ልደት ቃልሶም እንተኽብሩ ገና ኣብ ታተ እዮም ነይሮም። ዕድመ ልደት ዕጥቃዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ፣ብ11 ለካቲት 1968 ዓ/ም ሓደ ዓመት መሊእዎ፤ ኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ፣ ዴማ ኣብ ዝበሃል ፍሉይ ቦታ ብድምቀት ከብዕሉ ዝተኣኻኸቡ በዝሒ ተጋደልቲ ካብContinue reading “ለካቲት – ካብ ደባይ ክሳብ ኣደባባይ”
- A delegation of charities led by the UN Coordinator in Ethiopia, Dr. Catherine Sozi, is visiting Mekelle today.A delegation of charities led by the UN Coordinator in Ethiopia, Dr. Catherine Sozi, is visiting Mekelle today. The delegation, which included officials from OCHA and the World Health Organization (WHO) Ethiopia, visited the displaced people in Kuha. He also discussed with the bureau officials the comprehensive devastation in the state of education, health, agricultureContinue reading “A delegation of charities led by the UN Coordinator in Ethiopia, Dr. Catherine Sozi, is visiting Mekelle today.”
- Commercial Bank of Ethiopia branches in #Mekelle are open this morning!Commercial Bank of Ethiopia branches in #Mekelle are open this morning! In today’s service delivery, the national banking process is being followed but there is no separate withdrawal limit (you withdraw exactly the amount you are allowed to withdraw in other parts of Ethiopia). There are not a few people who are waiting for helpContinue reading “Commercial Bank of Ethiopia branches in #Mekelle are open this morning!”
Home

You must log in to post a comment.